ንዝዓበየት ናይ ሶርያ ከተማ ኣሌፖ ዝተቆፃጸሩን ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ደባይ ተዋጋእቲ ሶርያ የመዝግብዎ ንዘለዉ ግስጋሰ ንምግታእ መንግስቲ ሶርያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ፀረ-መጥቃዕቲ ንምድጋፍ ብኢራን ...
ኣብ ጊኒ ኣብ ሓደ ስታድዮም ኣብ እዋን ግጥም ኩዕሶ እግሪ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ተጋጠምቲ ጋንታታት ንዝተፈጥረ ባእሲ ሓይልታት ጸጥታ ንምህዳእ ኣብ ዝፈተንሉ ብዝተፈጥረ ምጽቕቃጥ 56 ሰባት ምሟቶም ...
ኣውፈርቲ ክሪፕቶ ከረንሲ ነቶም ኣብ ወፍሪ ምርጨኦም ሻምፒዮና ዲጅታላዊ ባጤራ ኮይኖም ዝተራእዩ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቐረባ ዝጅመር እዋን ምምሕዳሮም ብልዑል ተስፋ ይፅበይዎ ኣለዉ። ዶናልድ ትራምፕ ...
ምንቅስቓስ ፋኖ ብኣባላቱ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሑ ክዝርጋሕ ዝቐነየ ምስልታት ቅትለት ነጺጉ። እዚ ኣብ ሰሜን ሸዋ ናይ ክልል ኦሮሚያ ተፈጺሙ ዝብሃል ኣሰቃቒ ቅትለት፡ ካብ ...
ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ ጻንሖቶ፡ ነቲ ነዊሕ ከከራኽር ዝጸንሐ እማመ፡ ብሓካይም ተሓጊዝካ ምማት ኣጽዲቑ። እዚ ሎሚ ዝሓለፈ እማመ፡ ሕዱር ሕማምን ከቢድ ስቓይን ዘለዎ ሕሙማን፡ ንሞት ...
ጫድ ምስ ፈረንሳ ዝነበራ ወታሃደራዊ ምትሕብባር ከም ዘቋረፀቶ ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጣ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዣ ንወይል ባኾ ኣብታ ሃገር ድሕሪ ምብጽሑ ድሕሪ ስዓታት እዩ። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ወረዳ ደዌ ዝርከቡ መምህራን ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ምክያዶም ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶም ዝሃቡ መማህራንን ማህበር መማህራን’ቲ ወረዳን ሓቢሮም። መንግስቲ’ቲ ክልል ግን ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ሎሚ ተግባራዊ ዝዀነ ምቍራጽ ተጻብኦታት እስራኤልን ሕዝቦላህን ንኢዱ። እቲ ተባሂሉ ዘሎ ምቍራጽ ተጻብኦታት ነቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናጻ ከውጽእ እንተዀይኑ ግን ...
ደሞዝ ኣይኽፈለናን ዘሎ ዝበሉ መማህራን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ናብረኦም ንምምራሕ፣ ንጫማ ምፅራግ ሓዊሱ ኣብ ካልእ ስራሕ ይዋፈሩ ምህላዎም ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም። ወርሓዊ ደሞዝና ይደናጎይ፣ ብዘይ ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ሰሉስ 17 ሕዳር 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ሻድሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ መንግስቲ ንዘቕረቦ ናይ 582 ቢልየን ብር ሕቶ ተወሳኺ በጀት ዓመት ገምጊሙ። ኣብቲ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪን ...
ሓንቲ ካብተን ቀንዲ ኣካል ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማልያ ዝነበረት ጁባላንድ ምስቲ ማእከላይ መንግስቲ ዝነበራ ርክብ ምቑራጻ ድሕሪ ምግላፃ ሎሚ ሓሙስ ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ቅልውላው ተጋዲዱ'ሎ። ጁባላንድ ...
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ሳሙኤላ ዘርኣይ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣትላንታ ጆርጅያ ትነብር ነርስ-ፕራክትሻነር'ያ። ኣብ መወዳእታ 1970'ታት ናብ ኣመርካ ገና መንእሰይ ተማሃሪት ኮይና ደኣ ትምጻእ ...