እቲ መግለጺ፡ ውጥን ኢሚግሬሽን እታ ሃገር ዓመታዊ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ስደተኛታት ዘቐምጥ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ እቲ ኣብዚ እዋን ዝርአ ዘሎ መመልከቲ ብሕታዊ ስፖንሰራት ካብቲ ዓመታዊ ዝምደበሉ ብጽሒት ...